Tap to unmute
HDMONA - Episode 22 - ሉዘርስ Losers - New Eritrean Series Drama 2022
Embed
- Published on Jan 17, 2022 veröffentlicht
- HDMONA - Episode 22 - ሉዘርስ Losers - New Eritrean Series Drama 2022
Enjoy and Subscribe now bit.ly/2vIkX9f at HDMONA NEBARIT. "HDMONA NEBARIT" brings New Eritrean entertainment comedies, "New Eritrean Drama", "New Eritrean movie", "New Eritrean film" and "New Eritrean music" video clips for you. Enjoy!
All "Eritrean music", "Eritrean movie", "Eritrean film", "Eritrean comedy" are shared here.
℗ © ሰላም ነዚ ቪድዮ ካብዚ ዳውንሎድ ምግባር ን ኣርቲስ ብዙሕ ጉድኣት ስለ ዘለዎ ብክብረትኩም ካብዚ ቻነል ንዝኾነ ቪዲዮ ዳውንሎድ ምግባርን ምዝርጋሕን ኩልኩል እዩ።
℗ © Copyright: HDMONA NEBARIT. Any unauthorized use, copying or distribution is strictly prohibited.
Clip-Share - clip-share.net/user/HDMONANEBARIT
Facebook - Hdmona-Nebar...
Instagram - hdmonanebarit
TikTok - www.tiktok.com/@hdmonanebarit
Twitter - HdmonaNebarit
Website - hdmonanebarit.com/
© HDMONA NEBARIT LLC 2022. All Rights Reserved. Entertainment
Wow wow my best favorite movie 🍿
Thanks 🙏 thanks all the lovely Losers
ከምዚ ኸማይ ዶ ትህልዉ እዘን የሕዋት ካብዝኣትውኣ ዘሰልቸወትኩም እዛ ፊልም🤦🏽♀️። ሉል ዘየለ ገጸ ባህሪ ምስ ዕድሚኣ ዘይከይድ🤔 ትወሳኺ መምህር ናይ ሶፊ ማቲ እዩ ጽቡቕ ነይሩ ።🙄
Same here...Mati is needed😭😭😭
ማቲ እባ ምለስዎ ንሱ እዩ መቐረት ዘምጻላ እዛ ፊልም ብዝኾነ ግን ጽብቕቲ ፊልም 😍
😂😂😂😂ቦቲ ሽኮር
በጃኩም ሚኪኤል ቀልጢፍኩም
አምጽኡልና ቀመም መምህር ኢዩ
Uganda eu zelo mati baeley zeyblekum
Ewe yeak miki u kemema eza film
Miki yelen uganda keydu a
ማት ማለት ድዩ
26 ደቂቅ ኢልካ ምውራድ እንታይ ማለት ዩ ?እሞ ኽኣ ካብተን 26 ደቂቅ እቲ 2 ደቂቅ ሬክላምን ኢንትሮን ክኸውን ኮሎ መሊሳ ኣብ 24 ደቂቅን 39 ሰከንድን ድማ መሊሳ ይቅጽል ትብል ::ኣብ መወዳእታ እዛ ሙቪ ጽርይቲ 22 ደቂቅን 39 ሰከንድን ትኸውን ኣላ ማለት ዩ :: እዚ ሕጅስ እንታይ ይበሃል ?ካብ ፊልም ናይ ኣድቨርታይዝ ቪድዮ ምባላ ይሓይሽ !!!!
🤣🤣🤣
እዛ ፊልም እንዳሰልቸወት ከይዳ ኣይ ከም መጀመርያን ንሚኪ ከኣ ምለስዎ ብዘይ ንሱ ኬፍ የብላን 😏
👇Enqu eritreawi konku tbl🇪🇷🇪🇷🇪🇷
Bfilmi ak
ማራ መሰልቸው ዳኮነት ትመጽእ ኣላ እዛ ፊልም ካብ 15 ከም ገለ ዳኮነት ትመጽእ ኣላ
ምጸጽ በዚሑዋ በጃኩም ወድእዋ
መርሓባ ደቂ ኤሬይይይ እንቃዕ ብድሓን መጻኩም፡
ኩላትኩም ካብ ሓደ ናብ ሓደ ዘይትባላለጹ ኢኹም ምቁራት ደቂ ኢረይ❤️🇪🇷ደንጉየ ጀሚረያ ክንሰይ ብሓንቲ ለይቲ ካብ 1-22 ርኤየን።የቐንየልና ንዓና ንምዝንጋዕ ኢልኩም:ግዜኹም ;ገንዘብኩም፣ጉልበትኩም እፍስሱ።😍❤️
Thank u HDMONA! ብጣሚ የመስግን ንኹላቶመ ስነጥቤባዊያን ናይ Losers, ተስፋ እገብር እዛ ድራማ ነዊሕ ንክትቅጽል. ቡዝሕ ኣስተምህሮን & ኮመዲን ዘለዋ serie ኢያ። ብፍላይ ምዚ ዘሎ Generation ቲኬይድ ድራማ ኢያ። Good luck HDMONA! I ❤ you ደቂ ኤሬይ ❤🇪🇷❤🇪🇷💯💯💯💯💯💯💯
Welcome back eritreans Thanks very much for you working hard to make us we happy
መሰልፐው እንዳኮነት ትከይድ ኣላ ኣማሓይሽዋ !
ሓማሚስኩማ !
Hms abiloma
My favorite film 🇪🇷❤️🇪🇷
Awtista
ርሑስ በዓል ጥምቀት ይግበረልና ኣሜን ኣሜን ኣሜን።
I think you guys have completely replaced Micheal. Bring him back!!
ንእሽተይ መንእሰይ ኮይንካ ኢንጅነር ናይ ምኳን ሕልምኻን ሞራልካን ደምሶሶ ደምስሶ ዝብል ስምዒት ተሕድር መሳጢትን ሓደገኛን ፊልም።
ኣድናቆት ትመስል ግን ሓደገኛ ዝኮነት ነቀፌታ😅😅
እዛ ፊሊም ፈለማ እያ ጽብቅቲ ኔራ ሕጂ ግን መሰልቺዉ ትከዉን ኣላ ማታ ካኣ ኣምጽኡልና ንሱ ዘይብሎ ኣይግድን ናይ ባል ሎል ካኣ ማራ ዘተገናነ ይክዉን ኣሎ
Welcome back 🥰
But the song name?still didn’t post it guys😂
Fiqri Gagykhany?
Love u all my brothers and sisters in this film, God be with you all time 🙏
እዚኦም ናይ ብሓቂ እንጀነራት ኢዮም 😂😂😂ኣበት እንጅነር ሞይታ😂😂😂
This is the most top eritrean film ever💯❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
ደኪ አርይ ኣዘ ኮሬልኩም በዚ ናይ ዮናስ ሃዉና ዝገበርኩሞ ኣስተዋጾ ከስሎዎ ንመሳኢ ክብለኩም ይፈቱ ሰናይ ወሰናይ ናኩም subscribe ከኣ ኣይትርሱ ነገረምንገድኩም ከኣ ።
Eti story line enda tekeyere ykeyd alo. dehar kea krub fasil ygenno alo mati tezmles kea xbuk mkone nice work deki ere 👌👌👌
ድፈትዋ ፊልም እንካዕ ድሓን መጻኩም ቀጽሉሉ ከዓ ❤️❤️💋
@ልበይ መሊሰ ሕልመይ ከማን ልክዕ ነቢብካዮ ኣለካ መዓረይ ጎበዝ✍️👌👌👌
@є∂єи gαℓ тιgяαу ልክዕዶ ነቢበዮ
ንምባልየ ጽብቅቲ የቀንየለይ ካኣ ነቲ መልሲ
@ልበይ መሊሰ ሕልመይ ከማን abet
Eden
Gal tgray
እዛ ፊልምስ በረኪና ድሕሪ ምሰታዪ ተወዲአ ኔራስ ሰብፈቲዋ አሎ እንተተብሃለስ ከም ማሰቲካ መጢጦም አባላሸማ። ብወገነይ አሰለቻተኒ መይታ
Same
n meron shro zfetu Leke 👇🏾
ህድሞና ነባሪት መዓስ ድኩም እቲ ሸው ተካይድዎ እቲ በዓል መረብ ኤረና ካልኦትን ዘለውዎ ፕልስ ደንግክምና ተገድስኩም እንተ መልስኩምለይ በላ ነሩ ናይ ቡዙሓት ትጽቢትን ሕቶን ስለ ዚኮነ ኢየ ኣብ ስራሕኩም ኣሳልቶን ዕብየትን ይምነየልኩም ካብ ተከታተሊኩም!!!!!
ኣታ ማቲ ምለስሉና ንሱ እዩ መቀረት ናይዛ ፊልም
@doendon entay alo uganda dea
Uganda keydeu euu
Amazing film please 🙏 ቀልጢፍ ኩም ዘርግሕዋ ✌🥰🥰🥰
ነዚኣ ዝጽሓፈ ግን ምሁር ማለት መጅኑን ማለት ድዩ ተረዲእዎ? ንኩሎም እቶም ምሁራት ኢሉ ዘምጽኦም'ሲ ኦ እንድዒ ከምዚኦም ምሁራት ኣጋጢሞምኒ እኮ ኣይፈልጡን::
ሃኒ ኬፍ ኣለካ -ጨው ድፍድፍ ኢኻ - መመሊስካ ድረፋ አዛ ደርፊ ---- ሰራቂቶ
ኣብ ዙርያ ሓንቲ ፈኳስ ሓሳብ ሲ ኣርባዕተ ክፋል ሙሉእ ዕንክሊል ትብሉ??
Best movie ever 👌🏽👌🏽👌🏽🇪🇷❤️
Marhaba deki ER 🇪🇷 Ab zelkumo salamin rahawan Ab sirahkum salito yimineylkum bi part 23 bi selem yarakibena❤️🥰🙏
I really liked this movie at the beginning, but now I'm bored.😴😴😴😴🙄
I feel you 100% bro. I'm loosing interest in watching this series too. They're killing the story and dragging it with some lame continuity.
10:24 ኣዙ ክክክክ ይወዳኣልኪ በል ስኪ ምስ ጸፊራ
ዝበለጸት ፍልም 👍👍👍👍👍👍👍👍
Bejakum eza derfi zerguhulna deqi erey 🇪🇷💖💖
ጎረቤትና እንካዕ ብሰላም መፃኹም
Enqa b selam xenahiki goreberina
@Wedeb Teages ካብቶም ጎሮቤትና ዲኺ ወይስ ናትና ኢኺ?
@Sami2022wela melska eya gerimatni xbuq melsi
አንቋዕ ደሓን ጸናሕኩም እሾኽ
@Wedeb Teages ኢሂ ሓፍተይ እንታይ ደኣ ክንድዚ ሰሓቅ😎
My favorit film ❤️❤️
ብመጀመርያ እንካዕ ብሰላም መጻኩም ኣርእስቲ ናይዛ ፊሊም እባ ትርጉም ታሓባበርና
እንካዕ ብሰላም መፃእኩም ሓባይብ ቀፂለ ንማቲ ኣምፅእዎ ናፍቀዮ።
እዛ ገዛ'ስ ሓደ ጥዑይ ሰብ ተሳኢንዋ 😅😅😅
ናይዛ ፍሊም ኩሉንትና ሳሓቢ ንክትሰማኣ ክሙኡ ዉን ፍሉይ ዝገብራ ናብ ህዝኢ ኣቀራርባ።
ይቀንየልና ስምዕታና ክትመሉ እትሃልኩ ዘለኩም።
ድርቀት ሓሳብ ኣጋጢሙኩም ኣሎ።በቃ ወድእዎ
ቀቲልካያ እዛ ፊልሚ ካብ 90% ናብ 10% ኣውሪድካያ ዋላ ነቶም ተዋሳእቲ ተጽልኦም ኣለካ ደራሲ ስቅ
Welcome deqi erey 🥰🥰
መርሓባ ደቂ ኤረይ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤😍
👍😍😍😍🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🙏🙏🙏
ዘይዉጺኢታዊት ፊልም vitamine ኣልቦ ይሕጽር ኣቢልካ ጫማካ ምስቃል ብልሒ ዩ ዓጀዉጀው ግደፉ plssss
ባጃኹም ሓደ ሓደ ግዜ ካብ ላፕቶፕ ወጺኹም ተዛረቡ። መሰልቸው ከይትኸውን። ክሳብ ሕጂ ኩሎም ብዛዕባኣ ጥራሕ ኮይኑ ዘረበኦም። ገለ መማቕርቲ ወስኹላ
ክልተ ክፋላት ማቲ ዘይብሉ እንታይ ዓይነት ፊልሚ ኢዩ። ናበይ ከይዱ በጃኩም መልሲ ??
ክክክክክክክ እግሪ ኮሞዲኖ ሃኒተይይ ሽኮር
Hijis akfiekuma wae felema tiemti nera!
Luley my baby girl... Proud of u my love 😍 😍 😍
🥰🥰🥰🥰🥰❤❤❤❤
ማቲ ኣምጹልና ንዮ በልዎ እዚ ቅያር ማቲ! ስራኽ ገፋፍ ክክክ
Welcome back please I want the me of the song you play in middle of the move، fqri qaqikhaniun🎵🎵🎵 put the link of the song
Merhab 💖👈
ነዛ ኮመንት ተንብብ ዘለካ ኣብዛ ሓዳስ ዓመት ገጽ ስድራካ የርእየካ ኣምላክ ብሩካት ኣሕዋት ሳብስክራይብ ባ ግበሩለይ በጃኩም
እንቋዕ ብሰላም መጻኹም ብሉጻት ሳብስክራይብ ግበሩለይ ወገናተይ😍😍 ኣሸጊረኩም ግን
Deki erey🇪🇷nice movie nera hji gn ezi beal luli n fasil zgbero zelewa zeyele ab hbrete sebna n memhrka wala anchal ykun b temharo kemzi elu zzlef yelen zeyele aytemxu 😗🤔nay
Kab txlai si bxbuk tezwdiwa mhashe😭😭😭😭
እዛ ፊልም ስሕዋት በዚሖማ ክክክ
ቦቲ ሽኮር ብሉጽ ኢኻ
መርሓባ ደቂ አሬይይይ አንቃዕ ብደሓን መጻኽም
ንምንታይ ግና ኣብዛ ፊልም ነቶም ምሁራት ኣነኣኢሶም ወዲኦሞም 🤨
Welcome deki Ere 🥰😘
ምስ ማቲ ተካሲሞም ምዃኖም ፍሉጥ።ግን መቀረት እዛ ፊልም ባይታ ዘቢጡ።ሕመረት እታ ፊልም ዩ
🤣🤣🤣👌🏽👌🏽👌🏽👌🏽🙏🙏🙏
keteselchu koyna eza film .wedeawa
ኣንታ እዚ ፋሲል ከመይ ኢሉ ኢዩ ዝኸይድ ቅቅቅቅቅቅቅ
Well come back.
ስላማት ደቂ አረይ ከመይ ትኮኑ ኩሉ ኣማን ዲዩ ዓዲ እንታይ ኢዩ ጉድኩም ግን ግዜ ዘይትዉስኩና እካ 30-35 ኣይተብጽሑልናን በቃ ሎሚስ youtubን tik tokን ኮ ሓደ ኮይኑ በጃኩም ኣብ ግዜ ሕሰቡላ ወይ ኣብ ሰሙን ክልተ ግዜ ግበርልና።
❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️
Welcome deqi Eri ❤️
Lovely 💓💓💓💓😘😘😘😘🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ኣይዶንጎክን መቸም welcome deki Eru
Welcome back
❤️❤️❤️
Welcome deki eri 😍🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🙏
Mati eba amxu! Flut u ms ezia hadsh director aytesemen
very nice movie
Welcome xebukat 🇪🇷❤️❤️🙏🏽
Michael mussie n daniel mussie kea selam beleley abxhwa ikum😉
ደቂ ኤረይ 🇪🇷👍🇪🇷🇪🇷
🥰🥰🥰🥰🥰🙏🙏🙏❤❤
Aha meas ekum kedimkumni xifkum 😍😍😍😍😍
9:01 Ane ab nay Geza mati dye zqmet
1. Ab nay mati Geza diye zqmet
2. Ab Geza nay mati diye zqmet
ዘይጸላአክዋ ፊልም
ምስሊ ኢንጂነራት እትድውን ፊልም፡ኣዝዩ ካብ ሓቂ ዝረሓቀ ኣቀራርባ
Welcome 😍
Engineer ksab kndzi diyom ab kali alem znebru 😂😂😂😂jelfafattt
😍😍😍😍
በጃኩም 26 ደቂቅ ምውራድ ይሓጽ ኣሎ
ማርዶካይ ኣይፀላእክዎን ኬፍ ኣለዎ
Gize haxiru btaemi weskula 40 minit gberwo aniy wey nic jop
ሰላም ንዓኩም ይኩን ኩቡራት ኣሕዋት በጃኩም ባ ሳብስክራይብ ግበሩለይ ኣምላክ ይሓግዝኩም ጀማሪት የ
ሰላም ንዓኩም ይኩን ኩቡራት ኣሕዋት በጃኩም ባ ሳብስክራይብ ግበሩለይ ኣምላክ ይሓግዝኩም ጀማሪት የ